| ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ማሕበር | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሴክራተሪ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ታሕሳስ 26, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ታሕሳስ 30, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ትካልና ሓርበል ንግድን ኢንዱስትሪን ሓ. ዝተ. ዉ .ኩባንያ ስፓ ናይ ተፈጥሮ ፍልፍል ማይ ስዒቡ ንዘሎ ዘማልእ ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ሴክራተሪ ዝተመረቀት |
| ተፈላጊ ችሎታ | ሴክራተሪ ዝተመረቀት |
| ስራ ልምድ | 0 |
| How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ ረቀሒ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘድሊ ናይ ትምህርቲ መረዳእታታኩም ዋን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ዓይደር ፋብሪካ ደስታ ኣረቂ ዝነበረ ዝርከብ ቢሮና ማመልከቻኩም ካብ ዕለት 04/ 01/ 2016 ዓምፈ ክሳብ 09/ 01 /2016 ዓምፈ ወይደማ ካብ ዕለት 25 /04/ 2008 – 30/ 05/ 2008 ክትምዝገቡ እትክእሉ ምካንኩም ነተሓሳስብ |