| ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሙያን ዉቅሮ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሓጋዚ ኢንስትራክተር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ነሓሰ 16, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ሓምለ 27, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | 0 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ኣፓረንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 3 |
| መግለጫ | ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሕርሻ ቴክኒክን ሞያን ዉቅሮ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ብመምህርነት ሞያ ብኩንትራት ክቆፅር ስለ ዝደሊ ንተወዳዳርቲ ይዕድም |
| የትምህርት ደረጃ | Agricultural Engineering and mechanization Farm Machinery ,Biosystems Engineering ,Agricultural ,Bioprocess Engineering |
| ተፈላጊ ችሎታ | ሓጋዚ ኢንስትራክተር |
| ስራ ልምድ | 0 ዓመት |
| How to apply | መመዝገቢ ቦታ ዉቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካብ ዕለት 20-28/12/2011ዓ/ም ቢሮ ቁፅሪ 19 ኣመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ካልእ ይጠቅመና ዝበልዎ መረዳእታ ኦርጅናል ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዞም ክቐርቡ ይግባእ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ዉሽጢ ምልክታ ይግለፅ |