| ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ላዕለዋይ ኪኢላ ኢቨንትን በዓላትን |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ነሓሰ 13, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | 0 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ድምፂ ትግራይ ሓ/ዝ/ዉ/ማ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ክፍቲ ስራሕ መደበ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | MAC,MA, BA |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብማርኬቲንግ ኢኮኖሚክስ ቢዝነስ ማናጅመንት ኣካዊንቲንግ ቢዝነስ ኣድሚስቲሬሽን |
| ስራ ልምድ | ን BA 6ተ ዓመት ን MAን MAC 4ተ ዓመት |
| How to apply | መተሓሳሰቢ መሃያ ብናይ ትካል ስኬል ኮይኑ ነዚ ዘመላእኩም ኣመልከቲ ዘለኩም ናይ ትምህርቲ መረዳእታን ካልኦት መረዳእታታትን ዋናን ዘይምለስ ቅዳሕን ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 8/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 13/12/2011ዓ/ም ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ድምፂ ወያነ ትግራይ እናቀረብኩም ዶክሜንትኩም ከተቅርቡ ትክእሉ |