ኮሌጅ ፖሊቴክኒክ መቐለ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ነሓሰ 8, 2011 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ነሓሰ 10, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | 0 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ካበዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ካብ ደገ ብዝዉዉር ቁፃርን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ኢኮኖሚክስ ፣ ብሕርሻ ፣ ስታትስቲክስ ብሪጅናል ፕላኒግ ፣ ብሶሾሎጂ፣ ማናጅመት ፣ ብጂኦግራፊ፣ ኣዲኬሽናል ፕላኒግ፣ ፖሎቲካል ሳይንስ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን ፣ እፅዋት ሳይንስ ፣ ኢንተርናሽናል ሪሌሽን ፣ እፅዋት ሳይንስ፣ ልምዓት ዝራእትን ካልኦት ዲፖሎፕመንትስ ስታዲዝ ዝተመረቀ/ት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ፍልጠት ዘለዋ ብትልምን በጀትን ክትትልን ገምጋምን ዝሰረሐት |
ተፈላጊ ችሎታ | ጉጅለ በመራሒ ትልምን ክትትልን ገምገማን |
ስራ ልምድ | 1ይ ድግሪ 8ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ 2ይ ድግሪ 6ተ ቀጥታ ስራሕ ልምዲ |
How to apply | መመዝገቢ ቦታ- መቐለ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ ነ9 ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን 03/12/2011 ዓ/ም ክሳብ 10/12/2011 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ተኸታታሊ ን5ተ ናይ ስራሕ መዓልትታት መመልከቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጅናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ኣብ እዋን ምዝገባ ሒዝኩም ክትቀርቡ ኣለኩም |