| ማእከል ሐወልቲ ሰማእታት ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | መተሓባባሪ ድጋፍ ከይዲ ስራሕ ምምላይን ሐበሬታን ኪኢላ ማርኬቲንግ |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ጥቅምቲ 13, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ቀዳም ጥቅምቲ 20, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ አብ ዝተዘርዘሩ ናይ ስራሕ መደብ ናይ ደገ ተወዳደርቲ ኣወዳዳሩ ሰረሕተኛተታት ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ |
|
| ተፈላጊ ችሎታ | ብማርኬቲንግ ማናጅመንት ቱሪዝም ማናጅመንት ወይ ቢዝነአስ ኣድሚኒስትሬሽን ጋዜጣኝነትን ኮሚኒኬሽን ርክብ ህዝቢ :ኢኮኖሚክስ :አካዉንቲንግ ዝተመረቐ/ት ፖሊስን ስትራተጂ መንግስቲ ዝርዳእ ንኹሎም ሰነ ምግባራት ተገዛኢ ዝኾነ /ዝኾነት ብጉጅለ ስራሕ ዝአምን/ምን ናይ ኮምፒዩተር ክእለት ዘለዎ/ዘለዋ
|
| ስራ ልምድ | ድሕሪ ምረቃ ቀደማይ ድግሪ እንተነአሰ በቲ ሞያ 6 ዓመትን ልዕሊኡን ንካልኣይ ድግሪ ድማ 4 ዓመት ልዕሊኡን ብማርኬቲንግ :ብጋዜጠኛታት :ብፕሮሞሸን ርክብ ህዝቢን አብ ምትእኽከብ እቶትን ተመሳሳሊ ናይ ምትሕብባር ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኮይኑ |
| How to apply |
|