| ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኣካዉንታት |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጥቅምቲ 11, 2008 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ጥቅምቲ 16, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 26-10-4 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ መራከብቲ ሓፋሽ ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነቲ ረቋሒ ዘማልኡ ሰራሕተኛታት ካብ ደገ ኣወዳደሩ ክቆፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብኣካዉንቲን ፣ባንክን ኢንሹራንስን ፣ ኮኦፕሬቲቭ ኣካዉንቲንግ |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | 1ይ ዲግሪ 6 ዓመት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ 2ይ ዲግሪ 4 ዓምት ቀጥታ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ /ዋ |
| How to apply | መተሓሳሰቢ ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ 3ይ ደብሪ ደ ከ ስ ኣ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 307 ኣድለይቲ ዝባሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ከቅርብ ይግባእ COC /ብቅዓት መረጋገፂ/ ዝሓለፈ / ት ምዝገባ ዝጅመረሉ 10 /02 /2008 ክሳብ 16 /02 /2008 ኣብ ስራሕ መዓልቲ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 19 /02 /2008 ዓ ም ቅድሚ ሰዓት 4 ፡00 |