ኣካዳሚ ፓራዳይዝ መርሲፋል | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኢንግሊዝኛ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሓምለ 26, 2011 |
መዝግያ ቀን | ሰንበት ነሓሰ 5, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | መርሲፉል ፓራዳይዝ ኣካዳሚ /ሙሉእ 1ይ፡2ይ ደረጃን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ/ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ መምህርነት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ይደሊ |
የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማ |
ተፈላጊ ችሎታ | ኢንግሊዝኛ |
ስራ ልምድ | 2ዓመትን ልዕሊኡን |
How to apply | ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሱ ረቋሕታት ዝተማልኡ ኣመልከቲ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሙሉእ መረዳአታ ትምህርትኩም CV መረዳእታ ልምዲ ስራሕኩም መለለይ ካርዱኩም ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10ተ ተኸታተልቲ ናይ ስራሕ መዓልትታት ኣብ ቤት ትምህርትና እናቀረብኩም ንከተመልኩቱ ነተሓሳስብ ኣድራሻ - ድሕሪ ምምሕዳር ክልል ትግራይ / ጥቓ ኤጄንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ/ ስ.ቁ 03 44 41 13 01 /03 44 41 85 65/ 03 44 41 98 18 |