https://milkta.com/am/jobs/display/782
ቢሮ ትልምን ፋይናንስን
የስራ ሃላፊንት በዓል ሞያ ምምሕዳርን ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን
የተለቀቀበት ቀን ቀዳም ጥቅምቲ 6, 2008
መዝግያ ቀን ዓርቢ ጥቅምቲ 12, 2008
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር 16-7-3
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን መኣካላይ ደረጃ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ኣብ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ አ/ሰ/ ሓይሊ ሰብ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብናይ ደገ ዝዉዉርን ከማልእ ብዙይ መሰረት በቲ ዝወፀ መመዘኒ ሮቅሓ ተማልኡ ክትወዳደሩ በዙይ ምልክታ ይዕድም

የትምህርት ደረጃ
  • ቀደማይ ዲግሪ
  • ዲፕሎማ
ተፈላጊ ችሎታ
  • ኢኮኖሚክስ
  • ፐብሊክ ኣድምንስትሬሽን
  • አመራርሓ ሓይሊ ሰብ
  • ሳይኮሎጂ
  • ሕጊ
ስራ ልምድ

ንዲግሪ 6 ዓመት

ንዲፕሎማ 10 ዓመት

How to apply

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሱ መመዘኒ ሮቕሓታት እተማልኡ ክትምዝገቡ እናዓደምና

  • ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ማለት ምስቲ ስራሕ መደብ ቀጥታ ርክብ ዘለዎ ማለት እዩ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 04/2/2008 ዓ/ም ክሳብ 12/02/2008 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት
  • COC ዝምከተኩም መረዳእታኩም ክተቕርቡ ይግባእ
  • ናይ ምዝገባ ቦታ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቑፅሪ -12
  • ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ
ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle