ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ትልምን ሪፖርትን |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጥሪ 14, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሰሉስ ጥሪ 20, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ስራሕተኛ ኣወዳዲሩ ከቆፅር ይደሊ
ኢኮኖሚክስ/ ሶሽዮሎጂ ኢኮኖሚክስ/ ሕርሻ ኢኮኖሚክስ/ስታስቲክስ/ርጅናል ፕላኒንግ/ማርኬቲንግ/ ተመሳሳሊ ሙያ
ቢ.ኤስ.ሲ ዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ኤም.ኤስ.ሲ ዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | ናይ ምዝገባ ጊዜ ካብ 12/05/2206 ክሳብ 19/05/2006 ናይ ምዝገባ ቦታ ኢንትርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ክልል ትግራይ ናይ ምዝገባ ሰዓት ኩሉ ጊዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ተወዳደርቲ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጅናል ምስ ፎቶኮፒ ሒዝኩም ኣብ ኪኢላ ትልምን ምውፋር ሓ/ሰብ ቀረብን ክትምዝገቡ ትክእሉ። |