ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሃይድሮጂኦሎጂስት |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጥቅምቲ 3, 2008 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጥቅምቲ 10, 2008 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ሃይድሮጂኦሎጂስት መቐለ |
የትምህርት ደረጃ |
|
ተፈላጊ ችሎታ | ንፅንዓት ዲዛይንን ዘገልግሉ ዝተፋላለዩ ሶፍትዌራት ክእለት ዘለዎ /ዋ ምስ ጋንታ ተሓባቢርካ ናይ ምስራሕ ክእለት ዘለዎ /ዋ ፣ብስነ ምግባር መርኣያ ዝኮነ /ት፣ንለዉጢ ዝተቀረበ /ት |
ስራ ልምድ | ብጂኦሎጂ BSC ዲግሪ 4 ዓመት ኣፕላይድ ጂኦሎጂ BSC ዲግሪ 2 ዓመት ሃይድሮጂኦሎጂ Msc 0 ዓመት ኣግባብ ዘለዎ |
How to apply | እዚ ዝተጠቀሰ ስራሕ መደብ እተማልኡ ተወዳደርቲ ስራሕ ልምድን ትምህርቲ መረዳእታን ኦርጅናልን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ካብ ምልክታ ዝተጋወሐሉ ጊዜ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 ናይ ስራሕ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቁፅሪ 11 እንዳቀረብኩም ክትምዝገቡ ንዕድም |