| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሌክቸረር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጳጉሜን 5, 2007 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ መስከረም 4, 2008 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኒዉ ሚለንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ተገሊፁ ዓይነት ሰራሕተኛታት አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ |
| የትምህርት ደረጃ |
|
| ተፈላጊ ችሎታ |
|
| ስራ ልምድ | 2ተ ዓመት በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት |
| How to apply | አመልካቲ ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩምን CV ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ኣብ ኒዉ ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሶኔል ክፍሊ ካብ ዕለት 03/13 07 ዓም 04/01/2008 ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 12:00 ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትምዘገቡ ከምትክእሉ ንሕብር |