https://milkta.com/am/jobs/display/738
ማሕበር ልምዓት ትግራይ
የስራ ሃላፊንት መተሓባበሪ ዕ/ፋን/ ምምሕዳር ንብረት ሓይሊ ሰብን
የተለቀቀበት ቀን ሰሉስ ሓምለ 21, 2007
መዝግያ ቀን ዓርቢ ሓምለ 24, 2007
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ክፍቲ ስራሕ መደብ ምልክታ

የትምህርት ደረጃ

ቀዳማይ ዲግሪ /ካልኣይ ዲግሪ ብማናጅመንት /ኣካዉንቲንግ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን

ተፈላጊ ችሎታ no data
ስራ ልምድ

6/4  ቀጥታ

How to apply

ተወሳኪ ኽእለት 

ክእለት ፕችተሪ ኣካዉንቲንግ ክእለት መሰረታዊ ኮምፒተር ዘለዎ/ ዋ

  • ናይ ምዝገባ ቦታ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ላዕለዋይ ኪኢላ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብን ስልጠናን
  • ቢሮ ቁፅሪ 410 ዘይምለስ ኮፒ ናይ ት/ቲ : ስራሕ ልምድን ካልኦት ጠቀምቲ መረዳእታ ብምቕራብ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 20/ 11 /2007 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት 5 ተኸታተልቲ  መዓልቲ

       

    ዋና  ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ስቁ 0344 40 99 23

 

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle