ቤት ፅሕፈት ስቪል ሰርቢስ ከተማ መቐለ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ሰራሕተኛ ሪከርድን ማህደርን |
የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ሰነ 13, 2011 |
መዝግያ ቀን | ሰንበት ሰነ 16, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቤት ፅሕፈት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዱስትሪን ከተማ መቐለ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብቁፃር ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
የትምህርት ደረጃ | ሪከርድ ማናጅመንት፣ ላይብረሪ ሳይንስ፣ ሴክረተርያል ሳይንስ፣ ኦፊስ ማናጅመነት፣ ሃርድ ዌር ኤንድ ኔትዎርክ ሰርቪሲንግ፣ ዳታ ቤዝ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣይቲ ሰርቪስ ማናጅመነት፣ ሪጉላቶሪ ሰርቪስ ማናጅመንት፣ ማናጅመነት ክሪኤሽን ኤንድ ሪሶርስ ሞባላይዜሽን ቢዝነስ ወዘተ |
ተፈላጊ ችሎታ | ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት |
ስራ ልምድ | ብዲፕሎማ 2ተ ዓመት |
How to apply | 1 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅ/ት ሲቪል ሰርቪስ ከተማ መቐለ 2 መመዝገቢ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ክሳብ 13/10/2011ዓ/ም 3 መመልመሊ ዕለት 14/10/2011 ዓ/ም 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብናይ ውሽጢ ምልክታ ይግለፅ ይጠቅመና ዝብልዎ ስራሕ ልምዲን ትምህርትን መረዳእታን ኦርጂናልን ዘይምልስ ፎቶ ኮፒን ክተቅርቡ ኣለኩም |