https://milkta.com/am/jobs/display/7309
ኤጀንሲ ስታስቲክስ ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ኪኢላ ካሜራ ማን
የተለቀቀበት ቀን ሓሙስ ሰነ 13, 2011
መዝግያ ቀን ሶኒ ሰነ 17, 2011
ቦታ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ብናይ ደገ ቁፃርን ብቋሚ ኣወዳዲሩ ከማልእ ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

10+3 ዲፕሎማ ካሜራ፣ ኦዲዮ ቪዥዋል

እንተሓሊፉ ዋሕስ ከምፅእ ዝክእል

ተፈላጊ ችሎታ

 ብሓላ/መተሓባበሪ ክኢላ ካሜራ፣ ኦዲዮ ቪዝዋል ኤሌክትሮኒክስ

ስራ ልምድ

4 years

How to apply

1 ተወዳደርቲ ትምህርቲ ደረጃን ስራሕ ልምዲን መረዳእታ ምስ ዘይምለስ 1 ገፅ ፎቶኮፒ ሒዞም የቅርቡ፤

2 ካብ ውልቀ ትካል ዝቀረበ ስራሕ ልምዲ ግብሪ ተከፈሎ ምዃኑ መረጋገፂ ከቅርብ ኣለዎ

3 ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 11/10/2011ዓ/ም ክሳብ 17/10/2011ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት

4 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ 3ይ ደብሪ

5 ሲኦሲ ዝምልክተኩም መረዳእታ ክተቅርቡ ይግባእ፡

6 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ክግለፅ እዩ፡

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle