| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ክኢላ መፅናዕትን ክትትልን ቁፅፅርን ስድራ ስውኣትን ፅ/ተጋደልትን |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሰነ 6, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ብደገ ዝውውር ቁፃርን ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻልወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ሶሾሎጂ፣ ሳይኮሎጂ፣ ሶሻልወርክ፣ ሶሻል ኣንትሮፖሎጂ፣ ኢኮኖሚክስ፣ ኩሎም ማናጅመንት ዲግሪ |
| ስራ ልምድ | ቃዳማይ ዲግሪ 7 ዓመት ስራሕ ልምዲ፣ 2ተ ዓመት ዲግሪ 5ተ ዓመት |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤ 4ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፣ 5 ተወዳደርቲ መረጋገፂ ብቅዓት/ሲኦሲ/ ዝምልከተኩም/ክን እንትኮኑ ዝሓለፈ/ት ምካኑ/ና መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል፤ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065 |