| ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | CBID) community based inclusive development district woreda supervisor /ወረዳ ሱፐርቫይዘር/ |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ጉንበት 30, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሰነ 7, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፀ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | (Sociology – social work- special needs Education- Psychology |
| ተፈላጊ ችሎታ | (Sociology – social work- special needs Education- Psychology |
| ስራ ልምድ | ቀዳመይ ዲግሪ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ ብማሕበራዊ ስራሕቲ ወዘተ |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 29/09/2011ዓ/ም ክሳብ 06/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና ኦፊስ ቁፅሪ 263 ኣብ ዳ/ኣመ/ሰ/ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ት/ቲ መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ምስ አርጂናሉ ምቅራብ፤ 4 ምልመላ ዝካየደሉ ዕለት 07/10/2011ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 07/09/2011ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ድ.ሰዓት ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-418065 |