| ዩንቨርስቲ ኮሎጅ ኒው ሚለንየም | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኤክስኩቲብ ሴክረታሪ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሰነ 7, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ዓይነት ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ ኮይና ዝሰርሐትት ንኣድቫነስ ዲፕሎማ 4ተ ዓመት ንዲፕሎማ 6ተ ዓመት |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኣድቫንስ ዲፕሎማ ወይ ዲፕሎማ ዘለዋ/ዎ IT & SSOM ሞያ ዝተመረቀት |
| ስራ ልምድ | ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ ኮይና ዝሰርሐትት ንኣድቫነስ ዲፕሎማ 4ተ ዓመት ንዲፕሎማ 6ተ ዓመት |
| How to apply | ኣመልከቲ ኦርጂናል ናይ ትምህርቲ መረዳእታኩም ስራሕ ልምድኩም ሲቪን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ናብ ዋና ካምፓስ ኒው ሚሊንየም ኮሌጅ ፐርሰኔል ክፍሊ ብምቅራብ ክትምዝገቡ ትክእሉ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 28/09/201ዓ/ም ክሳብ 07/10/201ዓ/ም ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-4165/0914-751301 ምድዋል የከኣል፡ |