| ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ጉንበት 29, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሰነ 11, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ዘለዋ ክፍቲ ስራሕ መደብ ማናጀር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ረቋሒ ዘማልኡ ስራሕ ደለይቲ ኣወዳዲራ ትቆፅር ትደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ብጠቅላላ ሕርሻ፣ ኣኒማል ሳይንስ፣ ኣግሮ ኢኮኖሚክስስ፣ ከኦፕሬቲቭን ካልኦት ተዛመድትን |
| ተፈላጊ ችሎታ | መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዋ/ዎ |
| ስራ ልምድ | ንዲግሪ 8 ዓመት ስራሕ ልምዲ ንማስተርስ ዲግሪ 6 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| How to apply | 1 ምዝገባ ዝጅመረሉ ካብ 28/09/2011ዓ/ም ክሳብ 11/10/2011ዓ/ም ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 ምዝገባ ዝካየደሉ ቦታ ኣብ ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 420 3 ናይ ፈተና ገዘ ብምልክታ ይግለፅ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-409923 ምድዋል ይከኣል፤ |