| ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኤክስኩቲቭ ሴክረታሪ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ጉንበት 26, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ሴክሬታቲ ፀሓፊትን ምም/ር ኦፊስን፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ዳታ ኢንኮደር፣ ዳታ ኢንትሪ፣ ችሎት ፀሓፊት |
| ተፈላጊ ችሎታ | ኣይቲ፣ ኢስታስታንክ ፣ ኣይቲ ሳፖርት፣ ሲስተም ሰርቪስ፣ ኣይቲ ሳፖርት ሰርቪስ፣ ኣድሚኒስትሬሽን ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪ፣ ኮምፒዩተር፣ ሳይንስ፣ ኣድሚኒስትሬቲቭ፣ ኦፊስ ማኔጅመንት፣ ሴክሬታሪያል ሳይንስ፣ ወዘተ |
| ስራ ልምድ | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ስራሕ ልምዲ 50 ሚኢታዊ |
| How to apply | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |