ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ክኢላ ፅገና |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
መዝግያ ቀን | ሶኒ ሰነ 3, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | 1 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ነዚ ረቋሒ እተማልኡ/ኣ ሰራሕተኛታት መጀመሪያ ብዝውውር ቀፂሉ ብደገ ቁፃር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
የትምህርት ደረጃ | በዓል ሞያ ፅገና ናውቲ ቲሓርን ግ/ምክርን በዓል ሞያ ሶፍት ዌር በዓል ሞያ ኣብ ኤሌክትሮኒክስ ዝተደረከ ዝርገሐ መሰረተ ልምዓት ሶፍት ዌር ዴቬሎፕመንት ወዘተ |
ተፈላጊ ችሎታ | ብኤሌክትሪካል ቴክኖሎጂ፣ ብኤሌክትትሮኒክስ ቴክኖሎጂ፣ ማኑፋክቸሪንግ፣ ጀነራል መካኒካል ቴክኖሎጂ፣ ኢንዳስትሪያል ቴክኖሎጂ |
ስራ ልምድ | ብተዘዋሪ ኣግባብነት ዘለዎ ሰራሕ ልምዲ ሚኢታዊ ተለኣኪ፣ ሪ/ማህደርን፣ መረዳእታ ሓ/ሰብ፣ ፖስተኛ |
How to apply | 1 ምዝገባ ቦታ ኣብ ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ ይ ደብሪ ምም/ር ሓይሊ ቢሮ ቁፅሪ 307 2 ኣድለይቲ ዝበሃሉ መረዳእታታት ዋንኡ ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒን ከቅርብ ይግባእ፤ 3 ምዝገባ ዝጅመረሉ 26/09/2011ዓ/ም ክሳብ 03/10/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 4 መረጋገፂ ብቅዓት ምዝና/ሊ ኦ ሲ/ ዝምልከተኩም ከትቅርቡ ኣለኩም፤ 5 ኣብ ውልቀ ትካት ዝሰራሕኩምዎ ልምዲ ስራሕ እንተሃልይኩም ስራሕ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት እቶት ክተምፅኡ ግድን ይከውን፤ |