አመልከቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኦርጅናል መረዳእታኹምን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ሒዝኩም ካብ ዕለት 04 /05 /07 ክሳብ 08 /05/ 07 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራት መቐለ ክተመልክቱ ትኽእሉ ናይ ፅሑፍን ቃል ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ጥሪ 2007 ዓ/ም ሰዓተ 3:00 ይኸዉን:: ንዘድሊ ተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0344402529 /0914749035 / 0914704984 ወይ ብኣካል ብቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ /ጎኒ ከነማ ፋርማሲ ክትሓቱ ትኽአሉ |