ቃላሚኖ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኤሌክትሪሻን |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 |
መዝግያ ቀን | ሶኒ ጉንበት 19, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡፡ |
የትምህርት ደረጃ | ዲግሪ ብኤሌክተሪሲቲ ወይ ተዛመድቲ |
ተፈላጊ ችሎታ | ዲግሪ ብኤሌክተሪሲቲ ወይ ተዛመድቲ |
ስራ ልምድ | ብቀጥታ 4 ዓመት ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ |
How to apply | ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 05/09/2011 ክሳብ 19/09/2011ዓ/ም ኣብ እዋን ምዝገባ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፤ መመዝገቢ ቦታ ኣብ ፍሉይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ ቢሮ ቁፅሪ 40 ምምዝጋብ ይከኣል፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ ነፍልጥ፤ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0345-599831 ምድዋል ይከኣል፤ |