https://milkta.com/am/jobs/display/6534
ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ
የስራ ሃላፊንት ምስክር ክትትል
የተለቀቀበት ቀን ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011
መዝግያ ቀን ረቡዕ ጉንበት 7, 2011
ቦታ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ማናጅመንት
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

 ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡

የትምህርት ደረጃ

ብሕጊ ትምህርቲ ዝተመረቀ/ት ዲግሪ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴከኒክን ሞያን 10+2 ሰርቲፊኬት ዝተመረቀ/ት ወየ ብዲፕሎማ ዘተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 2ይ ዓመት ኮሌጅ ዘወድአ/ት ሰራሕ ልምዲ 9ተ ዓመት ዘለዋ/ዎ

መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴከኒክን ሞያን ብ10+3 ሰርቲፊኬት ዝተመረቀ/ት  ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ III ዝተመረቀ/ት ወይ 3ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ/ት ስራሕ ልመዲ 7ተ ዓመት ዘለዋ/ዎ

ተፈላጊ ችሎታ

 በበዓል ሞያ ወሳኒ ኩነት፣ ኣብ ምዝገባን ምርግጋፅ ሰነዳተ፣ ኣብ ምዝገባ ሞት ፣ ልደት፣ ሓዳር፣ ፍትሕ፣ ኣብ ስራሕቲ፣ ስታቲስቲክስ፣ ኣብ ስራሕቲ ስነ-ህዝቢ ንልምዓት፣ ኣብ ዝ/ዩ ፕሮጀክታት ኣብ ላዕላዎት ትካላት ት/ቲ ብመምህርነትምትእክካብን ምውዳብን ምትንታንን መረዳእታ፣ ጣብያ ስራሕ መካየዲ፣ ትልምን ምውፋርን ሓይሊ ሰብ፣ ምም/ር መዛግብትን ሰነዳትን ምም/ር ሰራሕተኛን ጥቅማ ጥቅምን ወዘተ

ስራ ልምድ

How to apply

1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም

2 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ  ምም/ር ሰራሕተኛን ጥ/ጥቅምን ቁፅሪ4

3 ዝቀርብ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡን ፎቶኮፒን ስርዝ ድድልዝ ዘይብሉን ዘይምልስን ክቀርብ ኣለዎ፤

4 ሲኦሲ ንዝምልከት ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም

5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይወፅእ፡፡

ኣድራሻ ናይ ቀደም አፀዋውዓ ቀበሌ 17 ማረት ፊት ንፊት ቁሩብ እትው ኢልካ ዝርከብ ዓይ ህንፃ

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle