ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ክኢላ ዳታ ቤዝ |
የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ሚያዝያ 24, 2011 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ጉንበት 7, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
የትምህርት ደረጃ | መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ በኣይቲ ብኮምፒተር ሳንስ ወይ ሴክሬተሪያል ሳይንስ፣ ቢሮ ኣስተዳደር፣ ኣይቲ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ሲስተም፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ዝተመረቀ/ት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ባችለር/ ቀዳማይ/ ዲግሪ 4ተ ዓመት ንማሰተር 2ዓመት ወየ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቀ 4 ዓመት ወይ ብማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴከኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርቲፊኬት ዝተመረቀ/ት ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 10+2 ወይ 2ተ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ/ት ስራሕ ልመዲ 10ተ ዓመት ዘለዋ/ዎ |
ተፈላጊ ችሎታ | መደብ ካብ ደገ ዝውውርን ቁፃርን ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ በኣይቲ ብኮምፒተር ሳንስ ወይ ሴክሬተሪያል ሳይንስ፣ ቢሮ ኣስተዳደር፣ ኣይቲ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኢንፎርሜሽን ሲስተም፣ ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ፣ ዝተመረቀ/ት መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ባችለር/ ቀዳማይ/ ዲግሪ 4ተ ዓመት ንማሰተር 2ዓመት ወየ ካብ ቴክኒክን ሞያን ትምህርትን ስልጠናን ብብርኪ V ዝተመረቀ 4 ዓመት ወይ ብማስተርስ ዲግሪ 2 ዓመት ሰራሕ ልምዲ ዘለዋ/ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ ካብ ቤት ት/ቲ ቴከኒክን ሞያን ብ10+2 ሰርቲፊኬት ዝተመረቀ/ት ወይ ብዲፕሎማ ዝተመረቀ/ት ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ/ት ወይ 10+2 ወይ 2ተ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ/ት ስራሕ ልመዲ 10ተ ዓመት ዘለዋ/ዎ |
ስራ ልምድ | ብዳታ ቤዝ ፣ ብሶፍት ዌር፣ ኔት ዎርክ ቴሓር ኣይሲቲ በበዓል ሞያ ሰታቲስቲክስ መረዳእታ ዝሰርሐ/ት መረዳእታ ምውዳብን ምትንታንን ብፀሓፊተ ኦፊስ ምም/ር ሲሰተም ኣድሚኒስትሬሽን፣ ሶፍት ዌር ኢንጅነሪንግ፣ ሃርድዌር ኢንጅነሪንግ፣ ዳታቤዝ ማናጅመንት ሲስተም ዴቨሎፐር፣ ኣይቲ ምም/ር ዳታ ቤዝ ማናጅመንት MIS ዝሰርሐ/ት |
How to apply | 1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 24/08/2011ዓ/ም ክሳብ 07/09/2011ዓ/ም 2 መመዝገቢ ቦታ ቤት ፅሕፈት ፍትሒ ዞባ ደቡብ ምብራቅ ምም/ር ሰራሕተኛን ጥ/ጥቅምን ቁፅሪ4 3 ዝቀርብ ናይ ት/ቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡን ፎቶኮፒን ስርዝ ድድልዝ ዘይብሉን ዘይምልስን ክቀርብ ኣለዎ፤ 4 ሲኦሲ ንዝምልከት ብመምርሒ መሰረት ይፍፀም 5 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ይወፅእ፡፡ ኣድራሻ ናይ ቀደም አፀዋውዓ ቀበሌ 17 ማረት ፊት ንፊት ቁሩብ እትው ኢልካ ዝርከብ ዓይ ህንፃ |