| ኢንስቲዩት ቴክኖሎጂ መቐለ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | መካኒክ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ታሕሳስ 8, 2007 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ታሕሳስ 13, 2007 |
| ቦታ | መቀለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ትካልና ኢ.ቴ .መ እፅዋት ቲሹ ካልቸር ላብራቶሪ ካብዚ ሲዒቡ ቀሪቡ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ክቐፅር ይደሊ:: ተደላዩ ትምህርቲ ----------------- ኮሌጅ ዲፕሎማ 10+ 3 ጀነራል መካኒክ / ኤሌክትሪክ መካኒክ 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ዝሰርሐ |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ናይ ቑፃር ኹነታት –-- ንናይ ፕሮጀክት ግዜ መቐለ አመልከቲ ዘይምለስ ቅዳሕ ናይ ትምህርቲ ደረጃ ስራሕ ልምድን ካልኦትን መረዳእታ ሒዘኩም ብምቕራብ ካብ ዕለት 06/ 04/ 2007 ዓ/ም - 13/ 04 /2007 ዓ/ም ምምዝጋብ ከምትክእሉ ነፍልጥ:: መመዝገቢ ቦታ –-- ፕሮጀክት ኦፊስ ዒላላ ድሕሪ ሱር ኮንስትራክሽን |