| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሽፌርን ተለኣኣክን |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሚያዝያ 25, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማሕበር ደቂ ኣንስትዪ ትግራይ ዞባ መቐለ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ሰራሕተኛ ኣወዳዲራ ነቲ ስራሕ ኣማሊኡ/ኣ ዝተረከበ ክትቆፅር ትደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ብናይ ቀደም 12ተ ክፍሊ ወይ ብናይ ሎሚ 10ይ ክፍሊ ዘጠናቀቀ |
| ተፈላጊ ችሎታ | 3ይ ፍቃድ መዘወሪን 3ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ 4ይ ፍቃድ መዘወሪን 2ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| ስራ ልምድ | ኣይገልፅን |
| How to apply | ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዞባ መቐለ ካብ ዕለት 21/08/2011ዓ/ም ክሳብ 25/08/2011 ዓ/ም ተደላይ ዶክመንት መረዳእታ ብርኪ ትምህርቲ ስራሕ ልምድን ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ናይ ፈተና እዋን ንቅድሚት ብስልኪ ወይ ብምልክታ ዝሕበር ይከውን፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0344-408966 |