| ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሒሳብ ሰራሕተኛ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | መኣካላይ ደረጃ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ጥዕና ዕቋርን ልቃሕን ሕ/ስ/ማሕበር ሓ/ዝ ካብዚ ንታሕቲ ኣብ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ቀዋሚ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ |
| ተፈላጊ ችሎታ | በኣካውንቲንግ ፋይናንስን ብኣውንቲንግ ባንኪንግ ወ በኣካውንቲንግ ቀዳማይ ዲግሪ ዘለዋ/ዎ መሰረታዊ ክእለት ኮምፒዩተር ዘለዋ/ዎ Peachtree ሰረቲፊኬት ዘለዋ/ዎ |
| ስራ ልምድ | 0 |
| How to apply | 1 ናይ ምዝገባ ካብ ዐለት 11/08/2011ዓ/ም ከሳብ 17/08/2011ዓ/ም ሰዓት 11፡30 2 ናይ ምዝገባ ቦታ ኣብ ቢሮ ሓለዋ ክልል ትግራይ ፋ/ክ/ቁፅሪ 1 3 ናይ ትም/ቲ መረዳእታ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል 4 ዋሕስ ከቅርብ ዝክእል 5 ናይ ፈተና ግዜ ብምልክታ ይግለፅ |