| መሸጢን መለዋወጢን መከፋፈሊን ዱራ ቫዮ ኣቱል | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኣካውንታንት |
| የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ሚያዝያ 14, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 22, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ዱራ ቫዮ ኣቱል መሸጫ መለዋወጫ እና ማከፋፈያ ክፍቲ ስራሕ ቦታ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብኣካውንቲንግ ወይም ብማኔጅመንት 1ይ ዲግሪ /BA/ |
| ስራ ልምድ | ብተመሳሳሊ ስራሕ መደብ ድሕሪ ምረቃ 5ተ ዓመትን ልዕሊኡን ስራሕ ልምዲ ዘለዎ |
| How to apply | ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ምስ ሲቪ ብምሓዝ ካብ ዕለት 12/08/2011ዓ/ም ክሳብ 22/08/2011ዓ/ም ካብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ሶኒ ክሳብ ቀዳም ካብ ንገሆ ሰዓት 3፡00 ክሳብ 5፡00 ኣብ ዘሎ ሰዓት ምምዝጋብ ይከኣል፡፡ መመዝገቢ ቦታ ከ/ከተማ ይ ወያነ ቀበሌ 11 ናይ ቀደም ሓሸንገ ፊት ንፊት ጠቃ ሰኣመ መባእታዊ ሆስፒታል ንርከብ፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0911-343304 ደዊልኩም ምሕታት ይከኣል፡፡ |