| አደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ሓ/ዝ/ወ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ንኡስ ጨንፈር ስራሕ መካየዲ |
| የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም ሚያዝያ 12, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ ቀፂሉ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣመልከቲ ኣወዳዲሩ ብቋዋምነት ከቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን |
| ተፈላጊ ችሎታ | ቀዳማይ ዲግሪ በማጀመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ቢዝነስ ማኔጅመንት፣ ባንክን ፋይናንስን፣ ኢኮኖሚክስን ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርትን |
| ስራ ልምድ | 4 ዓመት ብተመሳሳሊ ስራሕ ልምዲ እንተነኣሰ 2 ዓመት ብሓላፍነት ዘሰርሐ |
| How to apply | ካብ ዕለት 19/04/2019 ኣ.ፈ ክሳብ 25/04/2019 ኣ.ፈ ኣብ ስራሕ ሰዓት ልዕል ኢሉ ዝተቀመጠ ረቋሕታት ተማለኡ ኣመልከቲ ኦርጂናል ዘይምለስ ኮፒ ደኩመንትኩም ብምሓዝ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 3ይ ደብሪ ኦፊስ ቁፅሪ 4 ኣብ ኩለን ጨንፈራት ማሕበር ኣክስዮን ማይክሮ ፋይናንስ ኣደዳይ እናመፃእኩም ክትምዝገቡ ንዕድም፡፡ ገዛ ክራይ ፣ ትራንስፖርትን ንሞባይል ካርዲ ጥቅማ ጥቅሚ ንከፍል ምዃና ክንሕብር ንፈቱ፡፡ |