| ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሒሳብ መምህር እና ኢንግሊዝኛ መምህር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሚያዝያ 4, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሚያዝያ 8, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ዲፕሎማን ልዕሊኡን |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብሒሳብ / ብኢንግሊዝኛ ዝተመረቀ/ት |
| ስራ ልምድ | ሓደ ዓመትን ልዕሊኡን ዘለዎ |
| How to apply | 1 ተወዳደርቲ ሙሉእ መረዳታ ከቅርቡ ኣለዎም፣ 2 መመዝገቢ ዕለት ካብ 03/08/2011ዓም ክሳብ 08/08/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 08/08/2011ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡00 4 ኣድራሻ መቐለ /ላጪ/ ደብረ መዓዛ ኣቡነ ኣረጋዊ ኣፀደ ህፃናትን ሙሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ወይ ፊት ልፊት ት/ቲ መሰቦ 2ይ ብርኪን መሰናድኦን ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስ.ቁፀሪ 0987-396304 ምድዋል ይከኣል፡፡ |