| ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፋይናንስን ምምሕዳርን |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሕዳር 10, 2007 |
| መዝግያ ቀን | ረቡዕ ሕዳር 17, 2007 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ትካልና ዋይ ኤች ዋይ ጂ ኪንስትራክሽን ሃ /ዝተ /ዉል /ማሕበር ብዝለዎ ናይ ክፍቲ ስራሕ ቦታ አወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ፋይናንስን ምምሕዳርን ዘድሊ : ዲፕሎማ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 4 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዲግሪ ብአካዉንቲንግ ማናጅመንት ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ 2 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ናይ ምዝገባ ቦታ : ቀዳማይ ወያነ ብሎክ ሐ/c ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 218 ካልኣይ ደብሪ አብ ናይ ስራሕ ሰዓት መፂእኩም ንኽትምዝገቡ ነተሐሳስብ::
|