ቤት ፅሕፈት ኮ/መ/ት | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | በዓል ሞያ ሕጊ-4 |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ መጋቢት 27, 2011 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ሚያዝያ 2, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮና ቢሮ ኮንስራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ኣብ ዳ/መንገዲ ምዕባለን ምም/ር ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደባት ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብብርኪ ዕቤትን ብውሽጥን ደገን ዝውውር ከምኡውን ቁፃር ብሓይሊ ሰብ ክመልእ ስለዝደለየ ንተወዳደርቲ በዚ ምልክታ ይዕድም፡ |
የትምህርት ደረጃ | ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ |
ተፈላጊ ችሎታ | ብሕጊ መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሞያ 1ይ ዲግሪ ዝተመረቀ/ት ኣብ ላዕሊ ዝተገለፀ ዓይነት ትምህርቲ ኮይኑ 2ይ ዲግሪ |
ስራ ልምድ | ካብ 7-5 ዓመት ስራሕ ልምዲ |
How to apply | 1 ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 26/07/2011 ክሳብ 02/08/2011 ንተከታታሊ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮና 3ይ ደብሪ ክፍሊ ቁፅሪ 198 ኣብ ዳ/ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኣብ ስራሕ ሰዓት 3 ኣብ እዋን ምዝገባ ኦርጂናል ትምህርቲ መረዳእታን ስራሕ ልምድን ዘይምለስ ፎቶኮፒን ውልቀ መመልከቲ ሒዝካ ምቅራብ የድሊ፡፡ 4 ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብዝወፀ ምልክታ ይግለፅ፡፡ 5 ተወዳደርቱ መረጋገፂ ብቅዓት ሲኦሶ ኤኦሲ ዝምልከተኩም እንተኮይን ዝሓፈ ምካኑ መረጋገፂ ዘቅርብ |