| ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዶ/ር ተወልደ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ሰራሕተኛ ቤት መፅሓፍቲ እና ዋርድያ ወዲ ተባዕታይ |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ መጋቢት 3, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ መጋቢት 9, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ማናጅመንት |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 2 |
| መግለጫ | ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ንዘለዎ ስራሕ ክፍቲ መደባት ብናይ ደገ ቁፃር ሓይሊ ሰብ ብቋዋሚ/ዝውውር ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ፡፡ |
| የትምህርት ደረጃ | ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ብላይብራሪያን ሳይንስ ወይ ቴክኒክን ሞያን ዘርፍታት ዲፕሎማ /10+3/ ኮይኑ በሲኦሲ ሲቪል ባይ ሲቪል ዝሓለፈ/ት እና ናይ ዋርድያ 4ይ ክፍሊ ዝወድአ ኮይኑ ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| ስራ ልምድ | ብዲፕሎማ 2ዓመት ስራሕ ልምዲ እና ወታደራዊ ስልጠና ዝወሰደ፤ |
| How to apply | ምዝገባ ካብ 03/07/2011ዓ/ም ክሳብ 09/07/2011ዓ/ም ኣብ ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ቁፀሪ 15 ምምዝጋብ ከምትክእሉ እናሓበርና ናይ ፈተና ዕለት ብምልክታ ወይ ብስልኪ ነፍልጠኩም ምዃና ንሕብር፡፡ ንተወሳኪ ሓበሬታ 0344- 418783 ምሕታት ይከኣል፡፡ |