https://milkta.com/am/jobs/display/529
ኮሌጅ እንጅነሪንግ ማርስ
የስራ ሃላፊንት ኤሌክትሪክ ኣሲስታንስ
የተለቀቀበት ቀን ሶኒ ጥቅምቲ 3, 2007
መዝግያ ቀን ቀዳም ጥቅምቲ 8, 2007
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ማርስ ኢንጅነሪንግ  ኮሌጅ  በዚዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቕፅር  ይደሊ ብዙይ  መሰረት
ምዝገባ ዕለት           ካብ 03/02/2007 ዓ/ም  08/02/2007 ዓ/ም  ኣብ ስራሕ ሰዓት  (ንጎሆ  2:00 - 6:00)
ድሕሪ ሰዓት  ካብ 8::00 - 11:00

ምምዝገባ ቦታ          ማርስ  እንጅነሪንግ  ኮሌጅ ሓይሊ ሰብ

ዲፓርትመንት              ኤሌክትሪክ
ፆታ      ኣይፈልን 
ረቆሓ         ብኤሊክትሪካል ብዲፕሎማ  ወይ ድማ ብሲቪል  3   ተመሪቁ  COC  እንተናሰ  ደረጃ  2/  ሲቪል 2 / ተፈቲኑ  ዝሐለፈን  ስራሽ  ልምዲ  ዘለዎ  ይምረፅ::

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply

አመልከቲ ናይ ደረጃ ትምህርቶምን ስራሕ ልምድን ዘለዎም መረዳእታ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን CV ክቕርቡ ይግባእ::


 

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle