ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ካሜራ ማን |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ የካቲት 1, 2011 |
ቦታ | |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ኤክስኩቲቭ/ዳይሪክተር |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ፍትሒ ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ንሽድሽተ ወርሒ ክቆፅር ይደሊ፤ |
የትምህርት ደረጃ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ |
ተፈላጊ ችሎታ | መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ካብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክን ሞያን ብ10ተ2 ብሰቲፊኬት ዝተመረቀ ወይ ብስነ-ጥበብን ናይ ያሬድ ሙዚቃ ቤት ትምህርትን ዲፕሎማ ዝተመረቀ ወይ ብብርኪ II ዝተመረቀ ወይ ካልኣይ ዓመት ኮሌጅ ዝወድአ ወዘተ |
ስራ ልምድ | ካብ 5 ዓመት ክሳብ 9 ዓመት |
How to apply | 1 መመዝገቢ ዕለት ካብ 27/05/2011ዓ/ም ክሳብ 01/06/2011ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት 2 መመዝገቢ ቦታ ኣብ ቢሮ ፍትሒ ክልል ትግራይ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ዮቴክ ህንፃ 2ይ ደብሪ ፊት ለፊት ንደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 015 3 ዝቀረበ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ምስ ዋንኡ ፎቶ ኮፒን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ዘይምለስን ከቅርብ ኣለዎ፤ 4 ሲኦሲ ዝምልከት ብመምርሒ መሰርት ይፍፀም፤ 5 ፈተና ዝወሃሉ ዕለት ንቀፃሊ ብዝወፅአ ምልክታ ይገልፅ |