| ፍረ ስዉኣት ኢንዱስተሪ ሓ/ዝተ/ዉ/ማ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ፋይናንስ ሓላፊ |
| የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ጥሪ 8, 2011 |
| መዝግያ ቀን | ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 |
| ቦታ | |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ከፍተኛ ኤክስኩቲቭ/ ፕረስደንት/ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ትካልና ፍረስውኣት ኢንዳስትሪያል ሓ/ዝ/ው/ማሕበር ንዘለዎ ክፍቲ ሰራሕ ከቆፅር የደሊ። |
| የትምህርት ደረጃ | BA(MA/MBA) ብAccounting Finance ወይ ብተመሳሳሊ |
| ተፈላጊ ችሎታ | ንማስተር 8ተ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ 3ተ ዓመት ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት ንዲግሪ 10 ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዋ/ዎ ብሓላፊነት ዝሰርሐ/ት |
| ስራ ልምድ | 8-10 ዓመት |
| How to apply | - ካብ 07/05/2011ዓ/ም ክሳብ 16-05/2011ዓ/ም ኦርጂናል ዶክመንት ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ ምምፀእ ትኽእሉ። -ዓይደር ክፍለ ከተማ 03
ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ.ቁፅሪ 0914-130690/700417 |