https://milkta.com/am/jobs/display/47
ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት በዓል ሞያ ኤሌክትሮኒክስ ምምሕዳር ፅገና ቴሓር
የተለቀቀበት ቀን ሓሙስ ታሕሳስ 10, 2006
መዝግያ ቀን ሓሙስ ታሕሳስ 17, 2006
ቦታ መቐለ
የስራ መለያ ቁጥር 27-9-1
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 1
መግለጫ

ዓ.ትምህርቲ ብኮምፒተር ሳይንስ፣ ኢነፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ፣ ኮምፒተር ኣፕሊኬሽን፣ ኢንፎርሜሽን ሳይንስ፣ ኮምፒተር ኢንጅነሪንግ፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ስይስተም

ተደላይይ ክእለት

1ይ ዲግሪ 4+ ዓመት ቀጥታ ኣግባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ ዝሰርሐ/ት፣ ፅቡቅ ስነ-ምግባር ዘለዎ/ዋ፣ ንለውጢ ቁሩብ ዝኮነ/ት

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply

መተሓሳሰቢ

ናይ ምዝገባ ዕለት ካብ 08/04/2006 – 18/04/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ታሓዝኩም ኣብ ቢሮ ሰ/ማ/ጉዳይ ደ/ከ/ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 261 ክትምዝገቡ እናታሕሳሰብና ካብ ታሕሳስ 2000 ዓ/ም ትምህርቲ ጀሚሩ ዝወደኣ ካብ ሙያ ብቅዓት // መረጋገፂ ከቅርብ ዝክእል ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ኣለዎ።

ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ዝገልፅ ምካኑ ንሕብር።

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle