| ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ጨንፈር ስራሕ መካየዲ/ት |
| የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ሶኒ ታሕሳስ 14, 2006 |
| ቦታ | ሽረ-እንዳስላሴ |
| የስራ መለያ ቁጥር | |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ኣደዳየ ማክሮ ፋይናንስ ዝሰርሕ ሓደ መካየዲ/ት ስራሕ ካብ ደለይቲ ስራሕ ኣወዳዲሩ ከነዛውር፣ ክነዕብን ካብ ደገ ክንቆፅርን ንደሊ። በዚ መሰረት ክትቁፀሩ ትደልዩ/ያ ደለይቲ ስራሕ ከተመልክቱ/ታ ንዕድም። 5 ዓመት 1ይ ዲግሪ ብማናጅመንት፣ ኣተሓሕዛ ሒሳብ፣ ብኢኮኖሚክስ፣ ባንክን ፋይናንስን ብኣተሓሕዛ ሒሳብ ብስራሕቲ ዕቋር ልቃሕን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ኣብ ዝተፈላለዩ ፋይናንስ ትካላት ዝሰርሐ/ት |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ምዝገባ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ካልኣይ ደብሪ ኣደዳይ ማይክሮ ፋይናንስ ምዝገባ ዕለት ካብ 7-04/2006-14/04/2006 ዓ/ም ተደላይይ መረዳእታ መረዳእታ ትምህርቲ፣ ቀጥታን ተመሳሳሊን ልምዲ ስራሕ ካልኦት ሓገዝቲ መረዳእታታት ኦርጂናልን ፎቶ ኮፒን ፆታ ኣይፈሊን
|