ኮሌጅ ቴክኖሎጂ ማይ ኦፕን | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ተሐዚት ገንዘብ /ካሸር/ |
የተለቀቀበት ቀን | ቀዳም መስከረም 3, 2007 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ መስከረም 8, 2007 |
ቦታ | መቐለ ኦፕን ኮሌጅ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ክፍቲ ናይ ስራሕ ቦታ ኦፕን ናይ ማይ ቴክኖሎጂ ኮሌጅ ካብዚ ቀፂሉ ንዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ተደላይ ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ ብኣካዉንቲንግ ተወሳኪ ናይ ኮምፒተር ክእለት እንተሃለዋ ይምረፅ ስራሕ ልምዲ ሐደ ዓመትን ልዕሊኡን ፆታ አንስተይቲ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | አመልከትቲ ናይ ትምህርትን ናይ ስራሕ ልምዲ ማስረጃክን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ብምሓዝ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዘለዉ ተከታተልቲ 4 ናይ ስራሕ መዓልቲ ዉሽጢ አብ ስራሕ ሰዓት አብ ምምሕዳር ሰራሕተኛታት ብአካል እንዳቐረብክን ምምልካት ከምእትኽላ ነፍልጥ አድራሻ መቐለ ጥቓ ጥዕና ጣብያ ልምዓት ባንኪ 2ይ ደብሪ ስ ቁ 0914 72 98 93 |