https://milkta.com/am/jobs/display/430
ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርትን ክልል ትግራይ
የስራ ሃላፊንት ተቆፃፃሪ ሳይት መሃንዲስ
የተለቀቀበት ቀን ሰሉስ ነሓሰ 27, 2006
መዝግያ ቀን ዓርቢ ነሓሰ 30, 2006
ቦታ መቐለ ምም/ር ህንፃ ፀገዴ ሆስፒታል ኣክሱም መሬት ምም/ር ህንፃ ሽረ መሬት ምም/ር ህንፃ ዓዴት ሆስፒታል እንትጮ ምም/ር ህንፃ ዓዲ ረመፅ ሆስፒታል ዓዲግራት መሬት ምም/ር ህንፃ አፅቢ ሆስፒታል መረብ ለኸ ቲቪቲ ዓዲጉዶም ሆስፒታል ዓዲ ረመፅ ቲቪቲ እንትጮ ሆስፒታል ሰለኽለኻ ሆስፒታል አፅቢ ቲቪቲ
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 15
መግለጫ

ምልክታ ንደለይቲ ኩንትራት ቑፃር ስራሕ

ቢሮና ቢሮ ኮንስትራክሽን መንገድን ትራንስፖርት ብዋና ከይዲ ስራሕ ህንፃ ዲዛይንን ኮንስትራክሽን ኣብ ዝትፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንዝሀንፀን ዘሎ ፕሮጀክትታት ናይ ሳይት ተቆፃፀርቲ ሳይት መሃንዲሳት ብኩንትራት ቆፂሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ንደለይቲ ስራሕ በዚ ምልክታ 'ዚይዕድም::

ዓይነት ስራሕ : ኩንትራት ፕሮጀክት ክሳብ ዝዉዳእ

ስራሕ ልምዲ : 0 ዓመት

ተደላይ ክእለት: 1ይ ዲግሪ ብ ስቪል መሃንደስ

ስራሕ ቦታ

  • መቐለ ምም/ር ህንፃ

  • ፀገዴ ሆስፒታል

  • ኣክሱም መሬት ምም/ር ህንፃ

  • ሽረ መሬት ምም/ር ህንፃ

  • ዓዴት ሆስፒታል

  • እንትጮ ምም/ር ህንፃ

  • ዓዲ ረመፅ ሆስፒታል

  • ዓዲግራት መሬት ምም/ር ህንፃ

  • አፅቢ ሆስፒታል

  • መረብ ለኸ ቲቪቲ

  • ዓዲጉዶም ሆስፒታል

  • ዓዲ ረመፅ ቲቪቲ

  • እንትጮ ሆስፒታል

  • ሰለኽለኻ ሆስፒታል

  • አፅቢ ቲቪቲ

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply

መተሓሳሰቢ


 

  • ናይ ምዝገባ እዋን ካብ 26/12/2006 ዓ/ም ክሳብ 30/12/2006ዓ/ም ንትኸታተልቲ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲታት አብ ቢሮና ክፍሊ ቑፅሪ 198

  • ኣብ እዋን ምዝገባ ትምህርቲ መረዳእታን ዋንኡን ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒን ምቕራብ የድሊ

  • ንተወሳኺ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0344 -40 -87 -72 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል::


 

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle