ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ወረዳኔት ኣድሚኒስትሬተር |
የተለቀቀበት ቀን | ሰሉስ ታሕሳስ 8, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ታሕሳስ 23, 1962 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ጊዝያዊ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ብኩንትራት ኣወዳዲረየ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም። 1ይ ዲግሪ ብኣይቲ ዝተመረቀ/ት ሓሳባት ጠሚርካ/ ወዲብካ ናይ ምቅራብ ክእለት አለዎ/ዋ 6ዓመት ኣግባብ ስራሕ ልምዲ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 07/04/2006-11/04/2006 ዓ/ም ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ። ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157 ፋክስ 0344-408406 |