https://milkta.com/am/jobs/display/379
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ
የስራ ሃላፊንት ክኢላ ስታቲሻን
የተለቀቀበት ቀን ዓርቢ ሓምለ 25, 2006
መዝግያ ቀን ሶኒ ሓምለ 28, 2006
ቦታ ዞባ ደ /ምብራቅ ዞባ /ምብራቅ ዞባ ሰ /ምዕራብ ዞባ / ምዕራብን
የስራ መለያ ቁጥር
ደሞዝ
የስራው ዓይነት ቐዋሚ
የስራ ምድብ
በኣገልግሎት ዘመን ጀማሪ
ፆታ ኣይፈልን
ተፈላጊ ብዛት 4
መግለጫ

ኣብ ላዕ/ቤ/ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ኪኢላ ስታቲሻን ሰራሕተኛታተ ኣወዳዲሩ ከዕቢ /ከዛዉር/ ክቖፅር ይደሊ::

ልምዲ ስራሕ - ዲግሪ ብ StatisticsEconomics ዝተመረቐት 6 ዓመትን ብስታቲሻን ዝሰርሐት COC ዝምልከተኩም ዝሐለፈ ጥራሕ ይወዳደር::

የትምህርት ደረጃ
ተፈላጊ ችሎታ
ስራ ልምድ
How to apply

ነዚ ረቆሓ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 22/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 28/11/2006 ዓ/ም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ኦርጅናል መረዳእታእኩምን ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ አብ 4ቲአን ዞባታት እናመፃእኩም ንክትምዝገቡ ንሕብር

  • NB - ፈተና ዝዋሃበሉ ዕለት ብምልከታ ክግለፅ እዩ::

ምልክታ እና ቅጂው:: 2013 - 2024 ፖወርድ ኤንድ ዲቨሎፕድ ባይ ራክሚንት ሲስተም. Made with love in Mekelle