ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ፀሓፊትን ኦፊስ ምም/ርን |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሰሉስ ሓምለ 29, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 5-7-2 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ማይ ሃፍቲ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2006 ዓ/ም ኣብ ዘለዎ ክፍቲ መደባት ኣወዳዲሩ ብቐዋምነት ክቆፅር ወይ ኣብ ተመሳሳሊ ብርኪን መሃያን ዘለኩም ቐወምቲ ሰራሕተኛታት መንግስትን ብዝዉዉር ተቐቢሉ ክምድብ ስለዝደሊ ንሕድሕድ መደባት ኣብ ዝስዕብ ቅጥዒ ዝተቀመጠ መመዘኒ ረቆሒ ዝተማልኡ ንክትወዳደሩ በዚ ምልክታ ይዕድም:: ኣግባብ ዘለዎ ተደላይ ኽእለት ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምም/ር ቢሮን " ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲንተም " ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጅን ናይ 10ተ2 /ሰርቲፍኬት/ ወይ ለቭል II ናይ 4 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎዋ ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈት:: ወይ - ብሴክሬታልሪያል ሳይንስን ምምር ቢሮን "ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም" ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂን ናይ 10ተ3 ወይ ለቨል III (ዲፕሎማ) ናይ 2 ዓመት ልምዲ ስራሕን ዘለዎ/ዋ COC ወይ ብቅዓት መመዘኒ ዝሐለፈ/ት::
|
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ
|