| ኣካዳሚ ዳዕሮ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | መምህር |
| የተለቀቀበት ቀን | ሓሙስ ሓምለ 24, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ነሓሰ 2, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | ዳ/0092497/06 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ዳዕሮ ኣካዳሚ ን 2007 ዓም ዘመን ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተሐበረ ረቆሓ ዝተማልኡ ኣ መምህራን ኣወዳዲሩ ክቆፅር ስለ ዝደለየ ካብ ዕለት 18/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 5/12/2006 ዓ/ም ዘድሊ መረዳእታ ብምሐዝ ኣብ ዓዲሐ ዝርከብ ቀፅሪ ዳዕሮ ኣካዳሚ ክትምዝገቡ ነተሓሳስብ ደረጃ ትምህርቲ : 1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕሊን ስራሕ ልምዲ : እንተነአሰ ክልተ ዓመት ዝሰርሐን ልዕሊኡን English Tigrigna Mathematics Chemistry Physics General Business History Geography Civics Technical drawing Amharic Economics Aesthetics |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ምስ ሰላምታ ዳዕሮ ኣካዳሚ እድራሻ ክ /ከተማ ሐወልቲ ጣብያ ዓዲሓ ስቁ 0933 222310 |