ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ መረዳእታ ሓይሊሰብ |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 22-2-5 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ብማናጅመንት፡ ኢኮኖሚክስ፡ ብስታስቲክስ ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ 0 ዓመት ልምዲ ስራሕ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልከቶም መረዳእታ ክቕርቡ ዝክእሉ ጥራሕ ይወዳደሩ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 16/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/11/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላ/ቤት/ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22 እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንሕብር።
ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት 30/11/2006 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 |