| ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ | |
|---|---|
| የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ንብረት ምምሕዳር |
| የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሓምለ 18, 2006 |
| መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሓምለ 25, 2006 |
| ቦታ | መቐለ |
| የስራ መለያ ቁጥር | 22-4-11 |
| ደሞዝ | |
| የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
| የስራ ምድብ | |
| በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
| ፆታ | ኣይፈልን |
| ተፈላጊ ብዛት | 1 |
| መግለጫ | ላዕ/ቤት ፍርዲ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ኪኢላ ንብረት ምም/ር ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ደረጃ ትምህርቲ ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርስቲ ወይም ኮሌጅ ብ.ኤ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ብማተርያል ማናጅመንይት፣ ሳፕላይ ማናጅመንት፣ ማርኬቲንግ ማናጅመንት፣ ብማናጅመንት ዝተመረቐ/ት ስራል ልምዲ መሰረታዊ ናይ ንብረት ምምሕዳር ክእለት ፍልጠት ዘለዎ/ዋ፣ ክተሻባብር ዝክእል ብንብረት ኪኢላነት፣ ብዕደጋ ኪኢላነት፣ ብገንዘብ ተሓዚነት ዝሰርሐ/ት፣ 6+ ዓመትን ልምዲ ስራሕ ዘለዎ ሲ.ኦ.ሲ ዝምልክት ብምምርሒ መሰረት ይፍፀም። |
| የትምህርት ደረጃ | |
| ተፈላጊ ችሎታ | |
| ስራ ልምድ | |
| How to apply | ነዚ ረቋሒ ተማልኡ ተወዳደርቲ ካብ 16/11/2006 ዓ/ም ክሳብ 22/11/2006 ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት መረዳእታኩም ምስ ዘይምለስ ፎቶኮፒ ብምሓዝ ኣብ ላ/ቤት/ክ/ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕ ሓይሊ ሰብ ቢሮ ቁፅሪ 22 እናመፃእኹም ንኽትምዝገቡ ንሕብር። |