ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ጥቕማ ጥቕሚን ትልምን ምውፋርን ምምሕዳር ሓይሊ ሰብ |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ሰነ 23, 2006 |
መዝግያ ቀን | ዓርቢ ሰነ 27, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | ኣ-ስ-ከ 8 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኮሌጅ ኪነ-ጥበባት ትገራይ ካብዚ ብታሕቲ ብዝተዘርዘሩ ሞያታት ሰራሐተኛታት ኣወዳዲሩ ኣብ ትሕቲ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ ኮሌጅና ብቀዋሚነት ኣወዳዲሩ ከዕቢ ስለዝደሊ ክተወዳደሩ እትደልዩ ሰራሕ ደለይቲ በቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝቀረበ ዝርዝር መረዳእታ ንክትምዝገቡ ይዕድም። ፅሑፋት ምድልው ስልጠና ምሃብን ዝክእል ብስነ-ምግባሩ ኣርኣያ ዝኮነን ንለውጢ ዝተቐረበ ኮይኑ ብማናጅመንት፣ ኢኮኖሚክስ፣ ፐብሊክ ኣድሚኒስትሬሽን፣ ኣመራርሓ ሓይሊ ሰብ፣ ሶሾሎጂነ ሕግብ ካልኦት ተመሳሰልትን
4ይ ዓመት ኮሌጅ ዝወደአ ስራሕ ልምዲ 12 ዓመት
|
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መብርሂ ብመምርሒ መሰረት ሲ.ኦ.ሲ ዝሓትት ተኮይኑ ክቅርብ ኣለዎ ብዝውውር መሃያ በቲ ዝጠቀሰ ዘሎ ክቅዕእ ዝደለየ/ት ሲ.ኦ. ኣይሕተትን
|