ቢሮ ርክብ ዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ዌብሳይት ኣድሚኒስትሬተር |
የተለቀቀበት ቀን | ዓርቢ ሰነ 20, 2006 |
መዝግያ ቀን | ረቡዕ ሰነ 25, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | 12-3-10 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትገራይ ንዘለዎ ክፍቲ መደብ ስራሕ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ብውሽጢ ዕንየት፣ ውሽጢ ዝውውር፣ ብደገ ዝውውርን ብቑፃርን ብቐዋሚነት ኣወዳዲሩ ብቀደም ሰዓብ ክቖፅር ስለዝደሉ ንስራሕ ደለይቲ በዚ ምልክታ እዚ ይዕድም።
መደብ ስራሕ ብዝሓተ መስመር ሙያ ቐዳማይ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ
መደብ ስራሕ ብዝሓቶ መስመር ሙያ ማስተርስ ዲግሪ ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት
|
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ዘለክን/ኩም መረዳእታ ትምህርቲ ስራሕ ልምዲን ኦርጂናልን ምስ ፎቶ ኮፒ ክትሕዙ/ዛ ኣለኩም/ክን ምዝገባ ቦታ ኣበ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ቢሮ ቁፅሪ 17 ኣብ ደ/ከ/ስ/ኣመ/ ሓይሊ ሰብ ምዝገባ ዝካየደሉ እዋን ካብ 20/10/2006-24/10/2006 ዓ/ም 5 ተከታተሊ ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከውን፤ ፈተና ዝወሃበሉ ዕለት ብምልክታ ንገልፅ ምኳና ነፍልጥ። ኣድራሻና ስልኪ ቁጽሪ 0344-40 4157 ፋክስ 0344-408406 |