ማሕበር ልምዓት ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | መካኒክ ተሽከርከርቲ |
የተለቀቀበት ቀን | ሶኒ ሰነ 9, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሰነ 12, 2006 |
ቦታ | መቐለ |
የስራ መለያ ቁጥር | |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ክፍቲ መደብ ስራሕ ካብ ሰራሕተሻታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲ ዲፕሎማ ብኣውቶሞቲቭ፣ መካኒክ ካልኦት ተዛመድቲ ዓይነት ትምህርቲ ተወሳኪ ክእልት መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት አለዎ ቀጥታ ስራሕ ልመዲ 4 ዓመት ዘለዎ |
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | ኣመልከቲ ልዕል ኢሉ ዝተገለፀ ረቋሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ብስራሕ ሰዓት ኣብ ውሽጢ ዓሰርተ /10/ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዋና ቤ/ፅ መቐለ ላ/ኪኢላ ምምሕዳር ሓ/ሰብን ስልጠናን ቢሮ ቁፅሪ 410 ዘይምለስ ኮይኑ ናይ ት/ቲ፣ ስራሕ ልመዲ ካልኦት ጠቐምቲ መረዳእታት ብምቕራብ ክትምዝገቡ ክትክእሉ ንሕብር። |