ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ | |
---|---|
የስራ ሃላፊንት | ኪኢላ ምድልው መዘንቲ |
የተለቀቀበት ቀን | ረቡዕ ሰነ 4, 2006 |
መዝግያ ቀን | ሓሙስ ሰነ 12, 2006 |
ቦታ | ማይጨው |
የስራ መለያ ቁጥር | 36-3-1-8 |
ደሞዝ | |
የስራው ዓይነት | ቐዋሚ |
የስራ ምድብ | |
በኣገልግሎት ዘመን | ጀማሪ |
ፆታ | ኣይፈልን |
ተፈላጊ ብዛት | 1 |
መግለጫ | ኣብ ኤጅንሲ ምርግጋፅ ብቕዓት ሞያ ክልል ትግራይ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ብዝውውር ብቑፃርን ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ ደረጃ ትምህርቲን ዓይንትን ዞባ ደቡብ/ ማይጨው
ተደላይ ኽእልት
ብ2ይ ዲግሪ 7+ ዓመት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ኾይኖም ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ደረጃ 4 ተመዚኑ ብቁዕ ዝኾነ መሰረታዊ ናይ ኮምፒተር ክእለት ዘለዎ ምኳኑ መረዳእታ ዘቅርብ
|
የትምህርት ደረጃ | |
ተፈላጊ ችሎታ | |
ስራ ልምድ | |
How to apply | አብ ላዕሊ ዝተገለፁ ምቑፃር ድሌት ዘለኩም ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ክልል ትግራይ ኦርጅናል መረዳእታኹም ምስ ዘይምለስ ኮፒ ብምሓዝ ክሳብ 11/10/2006 ዓ/ም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ መመዘገቢ ቦታ ብዞባ ሰ/ም ብ/ሽረ መመዝገቢ ቦታ ሽረ SDC ንዞባ ማእኸላይ /ኣክሱም ጥዕና ሳይንስ ኮሌጅ ወይ ኣብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ኣብ ቢሮ ቑፅሪ 10 ደ/ከ/ስራሕ ኣመራርሓ ስራሕቲ ኣይሊሰብ ፈተና ጊዜ ብምልክታ ክግለፅ ምካኑ ንሕብር |